
መርድእ
ወ/ሮ የሻሸወርቅ ገብረክርስቶስ
1 ታሕሳስ 1937 – 24 መጋቢት 2012
ብዝሓደረን ሓጺር ሕማም ብቀዳም፡ 24 መጋቢት 2012 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ገዝአን ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ፡ ሕ. መ. ኣመሪካ ብሰላም ዓሪፈን።
ሓቤረታ ብዛዕባ
ሓዘን ዝግበረሉ ግዜን ቦታን፡- ፍትሓት ዝግበረሉ ዕለትን ቦታን፡-
ኣብ ታሕቲ (read more) ኣብ ዝብልጠውቑ/ቓ

ወ/ሮ የሻሸወርቅ ገብረክርስቶስ
1 ታሕሳስ 1937 – 24 መጋቢት 2012
ብዝሓደረን ሓጺር ሕማም ብቀዳም፡ 24 መጋቢት 2012 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ገዝአን ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ፡ ሕ. መ. ኣመሪካ ብሰላም ዓሪፈን።
ሓቤረታ ብዛዕባ
ሓዘን ዝግበረሉ ግዜን ቦታን፡- ፍትሓት ዝግበረሉ ዕለትን ቦታን፡-
ኣብ ታሕቲ (read more) ኣብ ዝብልጠውቑ/ቓ
ዶክቶር ስዩም እሩም ኣንደበቱ
ሃተፍተፍ ዘይብል ምስ ትዕግስቱ
ወዲ ከንቲባ ሓረጎት ያኢ ሞይቱ
ኣርኪብዎምዶ ነቶም ኣቦታቱ

ሃንደበታዊ መስዋእቲ ብጻይና ተስፋሁነይ መስፍን ንዘፍቅርዎ ስድራቤቱ ጥራይ ዘይኮነ፡ ንኹሉ ሰላምን ፍትሕን ቅሳነትን ዝምነ ኤርትራውን ካልኦት ዝፈልጥዎን ዘሰንበደ ዓቢ ክሳራ ኢዩ። ብጻይና ተስፋሁነይ ነቲ ኣካል ቃልሱ ዝኾነ ኣገዳሲ ናይ’ዚ እዋን’ዚ ዕማም ጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ምስልሳል ላዕልን ታሕትን እናበለ እንከሎ ዝወረዶ ሓደጋ ብምዃኑ ከኣ ንመስዋእቱ ድርብ ገይሩዎ ኢዩ። ናይ ቀረባ ብጾቱ ዝምስክርሉ ትጉህ ተቓላሳይ ካብ መንጎና ምፍላዩ ዝተሰመዓና ሓዘን ወሰን የብሉን። ንመዋቲ መንግስተ-ሰማያት ከዋርሶ፡ ንዘፍቅርዎ ስድራ-ቤቱ ከኣ ደበሳ ኢዮብ ክገብረሎም ንምነ።

ስነ ስርዓት ቀብሪ፡
ቐዳም 20 ለካቲት 2010 ኮይኑ ፍትሓት ሰዓት 10፡00 ተጀሚሩ ሓመድ ኣዳም ዝለብሰሉ ድማ ሰዓት 12፡00 ክኸውን እዩ።
ፍትሓት ዝካየደሉ ቤተክርስትያን
90 Mountain View AVE, Santa Rosa, CA 95407
ሓመድ ዝለብሰሉ ቦታ
Santa Rosa Memorial Park
1900 Franklin Ave, Santa Rosa, CA. 95404