ደቂ ዓድና ተጣዒሶም ካብ ሰማይ ተመሊሶም!!
ኣነ ኣይሓመምኩን! ኣነ ዕድለኛ ኢየ! ወይ ጉድ! ኣንቱም ሰባት ነዚ ዘረባ ዝበለ ፕረሲደንት ናይ ሃገረ ኤርትራ ኢዩ ያኢ! እዝስ ኣሽምባይዶ ፕረሲደንት ናይ ሃገር ኢየ በሃሊ ተራ ሰብ'ኳ እንተበሎ ኣይፋልካን! እዝስ ሃየንታ' ዩ ከምኡ ኣይባሃልን'ዩ ሕማም ከእ ንኹልና ሓደ ኢዩ ዕድለኛን ዘይዕድለኛን የብሉን ኢልካ ትመዕዶን ትመኽሮን ወይ ከኣ ትገንሖ፤

መራሒ ስርዓት ህግደፍ ሓንትን ናይ መወዳእታን ተሪፋቶ ዝነበረት ኣቃልቦ ህዝቢ ተርክበኒ እያ ዝበላ ወረ ኣናፊሱ፣ ሕፍስ ዝበለ ኣቃልቦ ብምርካቡ ንገለ ሳምንትን ኣብ ጉንበት መመደርን ዝኾኖ ዛዕባ ከምዝረኸበ ተዓዚብና። ኣቦታትና ክምስሉ ከምኡ ዝገብር ከምኡ ይነግር ከምዝብልዎ፣ ኢሰያስ ወትሩ ኣብ መደርኡ ከምዝጠቕሶ ጭንቀት፣ ምድንጋር፣ ምትላል፣ ምጥምዛዝ ሓበሬታ ዝብሉ ቃላት ይደጋግም።

ኣብ እዋን ሞት ክናና!
ሚያዝያ 24 2012
እቲ ከም ተኹላ ናብ ማእከል ኣባጊዕ፣ ናብ ውሽጢ ህዝቢ ኤርትራ ኣትዩ ደምና ዝሰተየን ከም ደቂ ዛግራ ዝበታተነናን ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሞይቱ ኢዩ።
ፓይሎት፡
ብመጀመርታ ከምቲ ንኩሉ ብወገነይ ሰናይ ዝምነየሉ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ እንዃዕ ናብ ኩሉ መዳያት እዋን ትን ሳኤ ኣብጸሓካ። ከምኡ ድማ እንዃዕ ናብዛ ናይ ውልቅኻ ፍልይቲ “ሓንቲ መዓልቲ“………..፡ ትብላ ዝነበርካ ዕለት ኣ ሰጋገረካ። ኩሉ ተቃላሳይ ሓፋሽን ተጋዳላይን ድማ ከምዛ ናትካ ትጽቢት ሓንቲ መዓልቲ ኣላቶ እንድያ፡ ንዓኻ የማ ስሎ።
ኣብዚ ቅንያት ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ንምክያድ ኣብ ዝዳለወሉ ዝነበረ ግዜ ይኹን ቅድሚኡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ይቐጽልዶ ወይስ ኣይቐጽል ዝብል ነጥቢ ብቡዙሓት ዝዝረበሉ ዘሎ ነጥቢ ኮይኑ መብዛሕቶኦም እዚ ሕቶዚ ዘልዕሉ ኣባላት ኪዳን ዘይኮኑ እዮም::
Page 1 of 8