
ተወዲብና ክንሰርሕ ኣይከኣልናን ማለተይ፣ ካብ መንግስትን ማሕበረ-ኮማትን ወጻኢ፡ ብዙሕ ዘይንፋለጥን ብሓባር ዘይንነብርን ውልቀ-ሰባት ብዛዕባ ሓደ ኣርእስቲ ኣዕሚቑና ክንዝትን ነቲ እንዝትየሉ ኣርእስቲ ድማ ንኹላትና ብዘዕግብ መንገዲ ናብ ምደምደምታ ከነብጽሕን ኣይከ ኣልናን ማለተይ ኢዩ እምበር፤ ካብዚ እንንየተሉን እንዝምረሉን ህዝቢ ኤርትራ ንላዕሊ ናይ ውዳበ ተመኩሮ ዘለዎ ህዝቢ ኣሎ ማለተይ ኣይኮነን። እኳ ድኣ ናይ ህዝብና ውዳበስ ዓረርን መድፍዕን ብምብዳህ።
እቲ ሽግር ብቐዳምነት ናይ ፈተነ፡ ቀጺሉ ድማ ኣብ ቅድመ ግንባር ተሰሪዑ ዝውድብ ውለቀ-ሰብ ወይ ጉጅለ ሰለዘየሎ (እንተሎ’ውን፡ እቲ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ዕግርግ ምስራሕ ስለዝኸልኦ) ጥራይ ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ። ስለዚ፣ እዚ ንሓደ ዕላማ ናብ ኣዕጋቢ መደምደምታ ንምብጻሕ ብቐረባ ዘይፋለጡ ሰባት ተወዲቦም ኪሰርሑ ይኽእሉ ኢዮም ዝብል ሓሳብ ምእንቲ ብንጹር ኪግምገም ናይ ሓደ ወይ ናይ ክልተ ጊዜ ፈተነ የድሊ። ሎሚ፡ እዚ ቀሊል ዕማም ኢዩ ኮይኑ ዘሎ። ሰባት በትዊተርን ፌስ-ቦክን (Twitter and Face-book) እንዳተወደቡ ቅድሚ ሕጂ ዘይከ ኣል ዝነበረ ስራሕ እዮም ዝፍጽሙ ዘለዉ። ንሕና ድማ፡ ታሪኻዊ ሪምና ንዝኾነ ይኹን ዕንቅፋት ክንሰግር ዘኽእለና ዕቑር ሓይሊ ብምዃኑ፣ ነዚ ሽግር’ዚ ሰጊርና፡ ናይ ሓባር ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ውልቀ-ሰባት ሽግራት’ውን ብናይ ሓባር ኢድን መኸተን ክንብድህን ክንኣልን ከም እንኽእል እየ ዝኣምን። ንሱ እዩ እቲ ታሪኽና፤ ታሪኽ ሓቦ፡ ታሪኽ ጽንዓት፡ ታሪኽ መኽተ። ነዚ ኢና ከኣ መሰረት ጌርና ክንብገስ ዘለና።

ቃለ መጠይቕ ኣቶ ተወልደ ሃብተሚካኤል
ካብ ኣሜሪካ ኔቫዳ ስቴት
ናይ መንግስቲ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ሓላፊ

ግብሪ-መልሲ ንክሕደት መንግስቲ ኤርትራ፤
ከምቲ ኣብ መእተዊ ዝተገልጸ ብዙሓት ኤርትራዊያን በቲ ኣብ ሃገሮም ኤርትራ ዘጋጥሞም ዘሎ ጸጥታዉን ፖሊቲካዉን ጸገማት ክስደዱን ክንከራተቱን ይርኣዩ ኣለዉ፡፡ እዚ ድማ ንዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራዊያን ብዝለዓለ ናህሪ ይዉስኽ ኣሎ፡፡ እዞም ሃገሮም ገዲፎም ዝስደዱ ዘለዉ ኤርትራዊያን ኣብ ዝተፈላያ ሃገራት ተዓቒቦም ይርከቡ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ጅቡቲ፡ ሊብያ፡ ግብጺ፡ እስራኤል፡ ዓዲ ጣሊያን….ወዘተ ተዘርጊሖም ይርከቡ፡፡ ናብዚ መዕቆቢ ቦታታት ንኽበጽሑ ድማ ብዙሕ ሽግራትን ጸገማትን የጋጥሞም ከምዘሎ ናይ ኣደባባይ ሚስጢር እዩ፡፡ ገለ ካብቲ መዓልታዊ ንኤርትራውያን ዘጋጥሞም ዘሎ ሽግራት ንምጥቃስ፤ ሞት፡ ማእሰርቲ፡ ግፍዕታት፡ ምዝመዛ፡ ጾታዊ ዓመጽ፡ ስርቂ…ወዘተ እዮም፡፡

ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ሰማዒ ዘይብሉ ኣውያት መንእሰያት ኤርትራ አብ ሃገሮም ብሰላም ንኸይነብሩ እሾክ እግሪ ኮይኑ እንዳወግኤ ለይትን ቀትርን ከም ቁርዲድ ደሞም እንዳመጸየ ብምስምስ ሃገራዊ አገልግሎት መወዳታ ዘይብሉ ናይ በረኻ ናብራ እንዳጮቆነ ዓፊኑ ካብ ዝሓዞም ስርዓት ንምህዳም ክብሉ ፈቆዶ ስደትን፣ ቀለብ ዓሳ ባሕርን ግዳይ ሕጻ በረኻን ኮይኖም የርከቡ ኣለዉ

Il vicesindaco Riccardo De Corato esprime «piena solidarietà alle forze dell'ordine che in un contesto difficile hanno operato con la consueta professionalità. Una situazione resa ancora più tesa per la presenza dei centri sociali, registi occulti dell'occupazione abusiva, che si sono ritrovati sul posto per seminare zizzania, scatenando incidenti». De Corato ha aggiunto che il Comune ha offerto ospitalità ai presunti rifugiati, ma da loro è arrivato un rifiuto. «Milano di certo non può essere il ricettacolo per tutti coloro che sbarcano in Italia. Né può correre dietro a comitive di manifestanti che girovagano per la città pronti a provocare nuove tensioni. Se qualcuno pensa che qui, dove già si spendono 8 milioni all'anno per dare ospitalità a 300 asilanti, sia il Paese di Bengodi, stiamo freschi», conclude il vicesindaco.
ሓቂ መሲሉና ብዕልልታ ተቐቢልና
ከም ጀጋኑ ሰቒልናዮም ኣብ ርእስና
ብሳላኹም ወጊሓ መሬት እናበልና
ሳዕሲዕና ጨፊርና ሓጎስና ገሊጽና
መላእ ኤርትራ ብሓጎስ ኣጥለቕሊቓ
ካብ ጫፍ ክሳብ ስግር ባሕሪ ኣፍሪቃ
ብዓለማ ተበሲራ ብተለፎን ጠዋዊቓ
ሰላም ኮይኑ ንግዜኡ ጸሓይና በሪቓ
ጅግንነትካ ዓለም ዘንፈጥፈጠ
ኣጻብዕካ ጥይት ዝሸምጠጠ
ፈሪሁዶ ‘ብለካ ዘይፈለጠ
ዘንጊዕካ’ምበር ብተመን ውሻጠ
ጎበዝ ንቐል ናባኻ’ዩ ውራይ
ኣብ ገዛእ ገዛኻስ ዳርጋ ክራይ
ህግደፍ ክኣስረካስ ትብል ሕራይ
ወድ መንከ ክትብሃል ዳሕራይ?