Banner
You are here: Home እዋናዊ ድሃይ ካብ ኤርትራ 32 ኣባላት ሐይሊባሕሪ ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም፡ ካብ ባጽዕ ናብ የመን ኣትዮም።

32 ኣባላት ሐይሊባሕሪ ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም፡ ካብ ባጽዕ ናብ የመን ኣትዮም።

E-mail Print Print
 
ሳላሳን ክልተን ኣባላት ሓይሊባሕሪ ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ፡ ብ3 ሚያዝያ 2009፡ ሰዓት ሸውዓተ ናይ  ምሸት፡ ሑደይዳ ኣብ ዝበሃል ቦታ የመን ኣትዮም ኢዶም ሂቦም። 

እዞም ምሉእ ኣጽዋሮምን መራኸቢ ሬድዮታቶምን ሒዞም ብክልተ ጀላቡ ካብ ባጽዕ ዘምለጡ ኣባላት ሓይሊባሕሪ፡ መጀር ዮሴፍ ስዩም(ወዲ ስዩም) ዝርከቦም፡

  • ኣርባዕተ ካፒተን፡
  • ክልተ ትለንተ፡
  • ሓሙሽተ ምክትል ትለንተ፡
  • ሽዱሽተ ሰርጌንቲ፡ ኣርባዕተ ኮርፖራል፡
  • ዓሰርተ ድማ ተራ ኣባላት ኢዮም።

ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ብቐጻሊ ብእኩብ ንስርዓት ህግደፍ ክርሕርሕዎ ምጽንሖም ዝፍለጥ ኮይኑ፡ እዚ ናይ ሕጂ ስጉምቶም ግን ኣጸቢቑ ዝበዝሐ ቁጽሪ ዝሓቖፈ ኢዩ።

Click here for English Translation

 

Add comment

Security code
Refresh

ናዕታ

ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ! ( ዑቕባይ ገብረመድህን)

ደሞክራሲ እንታይዩ መንነታ?
እስከ ዘርዝሩለይ መንገዳ ስርዓታ
ግልጺ ኢዩ ጠባያ: ሓቂ’ውን ቅናታ
መፈለምታ ዕርዕር ትብል: ደሓር ግን ዘይምኖ መቐረታ።
***
ደሞክራሲ ንኽትውለድ ብዙሕ’ዩ ጠለባ
ብስምዒት “ሆ! ምባል ቀሓር ልባ

Read more...

ምርድዳእ ማእረ ይገብር التفاهم سوى دان (Maazin Abdul Qhanee)

ተማቒልካ'ያ ኣለም ተማቒልካ ንበር
ህይወት ሃብ ክበር ኣይትቕበር
ንበይንኻ ኣይግበርን ቁምነገር
ስራሕ ጃብር ኣይኮነ ዋላ ስራሕ ጋብር።

የማነ ጀብረ ሚካኤል ከምዚ ኢሉ፡
"ንፋቐር ንሳነ ንከባበር
ንእብየት ብልጽግና ንቑምነገር"

Read more...
More: