You are here: Home እዋናዊ ድሃይ ካብ ኤርትራ ወነንቲ ትራክተር ትራክተሮም ንመንግስታዊ ጋራጃት ከረክብወን ተኣዚዞም

ወነንቲ ትራክተር ትራክተሮም ንመንግስታዊ ጋራጃት ከረክብወን ተኣዚዞም

E-mail Print PDF
ወነንቲ ትራክተር ዝኾኑ ግለሰባት፡ ብውልቂ ምሕራስ ተሪፉ፡ ኩላቶም ትራክተሮም ንመንግስታዊ ጋራጃት ከረክብወን፡ ዘየረከበ ድማ፡ ማለት ክሓርሳ ዝተረኽባ ወይ ኣብ ገዝኦም ኣቀሚጦመን ዝተረኽቡ፡ ብኡ ንብኡ ክውረሳ መምርሒ ወጽኡ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ናይዚ ምኽንያት ድማ፡ እቶም ትራክተሮም ኣካርዮም ዝጥቀሙ ኮነ፡ እቶም ተኻርዮም ግራቶም ዝሓርሱ ሓረስቶት፡ ንጥፈታቶም ደው ንምባልን ንምልማስን ዝዓለመ ምዃኑ ተፈሊጡ።

 

 

Add comment

Security code
Refresh

ናዕታ

ክንድ ሽሕ ክልተ (ካብ ኣባል ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ጨንፈር ጀርመን)

ክንድ ሽሕ ክልተ

ሓደ ሓደ ኣሎዋ ዝዓበዳ
ምስ ቆረባ መሊሰን ዝገዳ፣ ካብ ሳጥናኤል ንሰን ዝገደዳ

 

ንእሱራት ስጉምቲ ዝወስዳ

 

ኣበይ ነርኩም ጳጳስ ክእሰሩ?ብዘይ ስዋ ተስካር ተተግቢሩካልእ ጊዜ ከምኡ ከይትገብሩ?መራሕቲ ሃይማኖት ኢኹም ብሓጺሩ።

 

 

Read more...

ደሮና (ሰሎሞን ብርሃነ ሠንጋል - ሕልና )

ደሮና

ተስፋ አሎ ግን ዝወሃብ
ብመራሒ ደሮና ዝጋልብ
ህዝቢ ሬሳ ዓዱ ክስሕብ
ሰዓብቲ ደሮና ክኣኻኽብ
ብሽም ውጹዓት ክንግድ
ብልሙሳት ምዉታት ክዛረብ
ደሮና ተበቲኑ ኣብ ዓለም።

 

 

Read more...
More:

ምልክታ ንተሳተፍቲ

ብተክኒካዊ ምኽንያታት ተቋሪጹ ዝጸንሐ ናይ ትግርኛ ገጽ፡ ደጊም ጀሚሩ ከምዘሎ ብሓጎስ ነበስር። ኣብ’ዚ ገጽ እዚ ክወጻልኩም እትደልይዎ ጽሑፋት ብኢመይል tigarticles@delina.org ልኣኹልና። ቅድሚ ሕጂ በቲ ናይ ቀደም ኣድራሻ ዝሰደድኩሞ እሞ ዘይወጸ ጽሑፋት እንተልዩ እውን፡ በዚ ዝተጠቕሰ ሓድሽ ኣድራሻ-ኢመይል ደጊምኩም ክትሰድዎ ከምእትኸሉ ነዘኻኽር።

መርሓ ሕንጻጽ (Submission Guidelines)
የቐንየልና... ኣዝማሪኖ

The Graffiti Wars