Banner
You are here: Home እዋናዊ ድሃይ ካብ ኤርትራ ኣል ሸባብን ተቓውምቲ ኢትዮጵያን ይበልዑሉን ይምንዝሩሉን ይወልዱሉን.....

ኣል ሸባብን ተቓውምቲ ኢትዮጵያን ይበልዑሉን ይምንዝሩሉን ይወልዱሉን.....

E-mail Print Print
ሰበረን ኢሳያስን እንታይ ዘይገበሩ ዝተባህልዎ እዮም ዝገበሩ
አጋገይቲ ኢሳያስ ኑዑባ ካብ ጌጋኩም ተመሃሩ

ባውዛ ካብ መከተ ጽንዓት ኣስመራ 2/6/2010

እዚ ሰበረ’ሲ እንታይ ኔሩ ሽሙ ቐደም ምስበሉዎም ሐደ ሰብአይ? ሰበረ እቲ ቐደም እንበር ከይሰበረ ኮሎ? ሰበረ ዋላ ከይሰበረ? እወ ሰበረ እሞ እዚ ዳአ ዝበሊዎ እንድዩ ዝገበረ በሉዎም ይበሃል።

ሕጂ ድማ መሲልክን እንታይ አምጻክን እንድዩ ኢሳያስ ድኣ’ሞ እንታይ አበሰ አእምሮ ነሩዎ እንተዝነብር’ሲ ቀደም ምስተማህረ ወይ ምስተቐልበሰ ወይ’ውን ብናይ ዝሐለፉዎ ቅዱስ ቅንኢ ምስ ቀንኤ’ሞ ካብ ጌጉኡ ምስ ተጣዕሰ፡፡

ዝእረም ካብ ዘይኮነ፤ አራሚ ካብ ሰአነ መመሊሶም አጆካ አጆካ እንዳበሉዎ እንዳጸደፈ ዳአ’ሞ እንታይ አበሰ ዝበሉዎን እታ ዓቕሙን እዩ ዝገበረ፡፡

አብ በረካታት ሳህራን ዓሙቕ ውቕያኖስ ባሕሪን ዝሃልቑ ዘሎዉ ደቂ ሕዝቢ ደቆም እዮም። ከሙኡ’ውን ኣብ ፈቖዶ ኩርናዕ ሃገርና ዝርከብ ጎዳጉዲ ተሐይሮም ዝርከቡ ዕሸላት መናእሰያት ሃገር ክረኽቡ ዝግቦኦምን ኣቦታትን አዴታትን ብጀካ ንህዝባዊ ግንባር ኣብ 1991 አጣቒዕካ ምቕባል፣ ሐንቲ ገበን ዘይብሎም፣ ንዖዖም ክሐስቡን አብ ልቦም ክምለሱን ንማሕጸኖም። እገዳ እንተተገብረኳ ንሕዝቢ ኤርትራ ዝምልከት አይኮነን።

ምክንያቱ ሕዝቢ ኤርትራ ሕማም ሽኮር ከምዝሐመመ ካብ ጠጥዑሙ ብገዛእ ደቁን ዉሉዱን ካብ ዝኽልከል ዓመታት አቑጺሩ እዩ። ሕጂ ድማ እገዳ እንተተገብረ ነቶም ሕዝቢ አጊዶምን አጥሚኦምን ዘካዕበትዎ ናይ ሐራም ገንዘብ አሸበሸብ ማዕበል ሕዝቢ በርቲዑዎም እንተተዓለዉ’ሞ፣ አብቲ ዝሃደሙዎ መዔንገሊ ከይስእኑ ኢሎም፣ ነቲ ብዘይ አገባብ ዘካዕበትዎን ብደም ራሃጽን ሕዝብን ዝመጸ ገንዘብ፣ ናብ ዋናታቱ ናብ ዋና ሃገር ሕዝቢ ኤርትራ ከይምለስ ብምርዓድ፤ ብስም ግለሰባት ወይጦታት ህ.ግ.ደ.ፍን አንስቶምን ደቖምን ኣብ ዝተፈላለየ ባንክታት ዓለም ስለ ዘቐመጥዎ እዚ እገዳ ነዞም ሐረመታት ገንዘብ ህዝቢ ገቢቶም ዘለዉ ድኣ እዩ ዝምልከት እንበር ንሕዝቢ ኤርትራ ከቶ አይምልከትን እዩ።

ስለዚ ኩቡራት አሕዋት ገ-አንዳተባሃልካ’ዶ? ትጋገ ከይኮነና ንለብም። ኩሉና ከመዮ ኣበው ወለዲ ዝምስልዎ “ኪር ይብለኪ ዒር ይብለኪ” እንተአበኺ አብ ኣፍ ነብሪ ትደኪ” ከምዝበሃል ዳሕራይ ብታሪክ ይቕረ ዘይባሃሎ ጌጋ አይትፈጽሙ። “ንዓይ ይጥዓመኒ አይትበሉ” ሳኣን ሐንቲ ሕብስቲ ትሐልፍ ዘላ ህይወት ዘክሩ፤ ሰአን መድሃኒትን ፈውሲ ረኽሲን ዝመውት ዘሎ ሕዝብኩም ዘክሩ። ሕዝቢ ኤርትራ 1 ባኒ ክስእን ከሎ ተቓለስቲ ሶማልን ተቓወምቲ ትግራይን ኢሉ ዝሰምዮም ህ.ግ.ደ.ፍ ግን ዝተመርጸ ጻዕዳ ፊኖ ንዖዖም አኺሉ ምስተረፈ ክፋተውሉን ክሽርሙጡሉን ካብ መንእሰያት አሕዋትና ክወልዱሉን ከባዕሉጉሉን ንሪኦም አሎና ። ነዚ’ሲ ደገፍ ?? ??
 

Comments  

 
-3 #5 2010-11-08 06:50
ኩሉ ዘርከብናሉ መግዛቲ ብ ኢትዮፕያውያን ትራይ ኮይኑ ኣርትራዊ ገዛኢ ሲጋብ ሂጂ አይተራኢየን!!!!
Quote
 
 
+1 #4 2010-11-08 06:47
ሃዪለ ስላሰ ወዲቑ ደርጊ ተሳዓሩ ህግደፍ ካአ አኪላ ኢያ ማዓልቱ
Quote
 
 
+2 #3 2010-08-13 21:30
i want say peace to eritrean peace to ethpia we are both close brathers livig together than any alse we drop our past pien and we will be in love each other ethiopian mother is eritrean mother they know how to make enjera both they are in love un less the ignorant leaders.for today
Quote
 
 
+1 #2 2010-07-11 19:49
Quoting asmelash:
I am an Ethiopian I haven't any thing more to say but still you Eritreans and we are Ethiopians .
we have at least relative peace and democracy
and we can live peacfully in our country
i hope that you Eri will get at least relative peace as we do in the near future.
WE LOVE YOU

:lol:
Quote
 
 
+1 #1 2010-05-14 14:58
I am an Ethiopian I haven't any thing more to say but still you Eritreans and we are Ethiopians .
we have at least relative peace and democracy
and we can live peacfully in our country
i hope that you Eri will get at least relative peace as we do in the near future.
WE LOVE YOU
Quote
 

Add comment

Security code
Refresh

ናዕታ

ካብ 24/1991 ጉምበት ክሳብ ሕጂ ጥሜት (ተሰፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ)

ሓቂ መሲሉና ብዕልልታ ተቐቢልና
ከም ጀጋኑ ሰቒልናዮም ኣብ ርእስና
ብሳላኹም ወጊሓ መሬት እናበልና
ሳዕሲዕና ጨፊርና ሓጎስና ገሊጽና
መላእ ኤርትራ ብሓጎስ ኣጥለቕሊቓ
ካብ ጫፍ ክሳብ ስግር ባሕሪ ኣፍሪቃ
ብዓለማ ተበሲራ ብተለፎን ጠዋዊቓ
ሰላም ኮይኑ ንግዜኡ ጸሓይና በሪቓ

Read more...

መንእሰይ! ተበገስ ( ረድኢ ክፍለ (ባሻይ))

ጅግንነትካ ዓለም ዘንፈጥፈጠ
ኣጻብዕካ ጥይት ዝሸምጠጠ
ፈሪሁዶ ‘ብለካ ዘይፈለጠ
ዘንጊዕካ’ምበር ብተመን ውሻጠ
ጎበዝ ንቐል ናባኻ’ዩ ውራይ
ኣብ ገዛእ ገዛኻስ ዳርጋ ክራይ
ህግደፍ ክኣስረካስ ትብል ሕራይ
ወድ መንከ ክትብሃል ዳሕራይ?

Read more...
More: