ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ሞባይል ተለፎን ሒዞም ዝተረኸቡ ኢትዮጵያውያንን ብዙሓት ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ተኣሲሮም ዝነበሩ ኤርትራውያን እሱራት ዝሓዘት መኪና፣ ካብ ዓዲ ኣበይቶ ናብ መጠርን ናኹራን ከባቢ ዳህላክ ደሴት ኣብ ከባቢ መደበር ኣስመራ ምስበጽሐት፣ እታ ተሰቒሎማ ዝነበረት ማኪና ደው ምስበለት እሱራት ዘዘሊሎም ክህድሙ ጀመሩ። ብድሕር’ዚ ተዂሲ ተኸፊቱሎም ክልተ ክሞቱ እንከለዉ፣ ብዙሓት ኣብ ኣእጋሮም ተሃሪሞም ተተሓዚም ገለ ገለ ድማ ክሃድሙ ኪኢሎም።




Comments
but what are you taking about the Ethiopians, your message or writtn is completely needed editing, you should edit and write it properly
RSS feed for comments to this post.