ተ.ቁ ሽም ትውልዲ ዓዲ ዝተቐተልሉ ቦታ
1 መሓሙድ ዓሊ ሉመር ሃሎ ካሪ ቦሳ ዓሳ ዓላ
2 ኣሕመድ መሓመድ ሑሴን ምድሕሎ ጀርበት
3 ዓብደላ ሳልሕ መሓመድ ኣዛፈ ሳሕል
4 መሓመድ ዓሊ ማሕመድ ናባፓዳ ሳሕል
5 ኣደም ዓብዱ ኣይሮ ሚሊ ሳሕል
6 ዑመር ሳዓድ ኣብራሂም ገረደፋ ሳሕል
7 ዓብደላ እስማዒል ቴናይ ሓዲሽ
8 ዑስማን ዑመር ሻፈ ገረደፍ
9 ያሲን ሽም ሳልሕ ሓመድ መስጎላ ዘላ ሕርጊኤ
10 ዑስማን ዓብደላ ዑስማን ናባ ፓዶ ሳሕል
11 ዑመር ማሕመድ ኣደም ዳዊት ሕርጎ
12 ማሕሙድ ሓሰን(ወዲ)ሓሴ ሩባ ሓዳስ ሩባ ሓዳስ
13 ኢብራሂም ባርካሽ ሰንዓፈ ኣይተፋል
14 ኢብራሂም ሳልሕ እድሪስ ያባዘ ሰገነይቲ
15 መሓመድ ዓሊ ኣደም ባኒ ዓዲ ቀይሕ
16 ዓብደላ ዓሊ ናስር ዓዲ ቀይሕ
17 ዮሱፍ ጉራ ኣገራ
18 ፋጡማ ኣሕመደ ሙሓሙድ ሰንዓፈ ሰንዓፈ
19 ኣሕመድ ዳት ኢብራሂም ሰይራ ኣብ ዘይተፈለጠ
20 ዑስማን ወርዕ ሰይራ ጊንዳዕ
21 መሓመድ ዓሊ ዓብደላላ ሓጅ ዓዲ ባሪርሳ ዓዲ ቀይሕ
22 ዳውድ በርሓበ ሰይራ ዓላ
23 ፋዳይ ኣብራሃ ሞኾ ዓላ
24 ልጅ ኣብርሃ ሞኾ ሕርጎ
25 ዓብደላ ዓሊ ኣና ሰይራ ከረን
26 ኢብራሂም ማሕሙድ ዓዛልቶ ኮሪ ቦሳ ሰምበል
27 ማሕሙድ ኢብራሂም ሙሓሙድ ባሪበሳ ዓሊ
28 ማሕሙድ ዳት ዮሱፍ መልሔ ዳፕ ዓስከ
29 ሑሴን መዳን መሓመድ ካሪቦሳ ዓሰብ
30 ዓብደላ ኢብራሂም ዑመር ካሪቦሳ ሰዋ
31 ሓጂ መሓመድ ዓሊ(ፈልሖ) ፍልሖ ፍልሖ
32 ሳልሕ ማሕመድ ዓሳ ኢብራሂም ካሪቦሳ ንላዕሎ
33 መሓመድ ሙታሕ ዓዲ ቀይሕ ዓዲቀይሕ
34 ማሕመድ ኢብራሂም ቅናፍና ኣስመራ
35 ኢብራሂም ሳልሕ ኦሞ ዓዲ ቀይሕ ደቀምሓረ
36 ማሕመድ ዑመር ኣደም ኣይሮ ሚሊ ሕርጊጎ
37 ኢብራሂም ማሕመድ ኢብራሂም ሕንጠብሎ ሕርጊጎ
38 እንድሪስ ኣሕመድ ሊጎ ሰይራ ከረን
ዝተቐተሉ ክኮኑ ከለው ኣብዚ ቀረባ እዋን ምስቲ ናይቲ ህዝብን ሰራዊትን ደቂ ሳሆ መልዕዓል ብዝተዛመደ ከኣ ዝስዕቡ ቁልፊ ባታ ዝነበሮም ኣባላቱ ካብ ስራሕ ክእለዩ ጌሩ ኣሎ።
1. ኣሕመድ ዓሊ
2. ስራጅ ስዒደ
3. ዑመር ኣቀማን
4. ኢደሪስ ስዒደ
5. ኣደም ሃፋድ ኩሎም ወኪላት ስለያ ምልካል ዞባ 03 ሃዞም ዝነበሩ እዮም።




Comments
ዝወዓለ ይንገር እቲ ውራይ ከመይ ነበረ............
ዋጥ ጉረሮ ዘመድ የለም ዘንድሮዶ ኢሎሙኹም
ብሉልን ጠጡልን ፤ ብልዑታ ስተዩታዶ ተባሂልኩም
ደቂ ስባጋድስ ሰብ ዓድዋ ደቂ ተምቤን ኣዝማድ ኢሳያስ ዓናናት ሓማሸንዶ ኢሎሙኹም ብልቦም
ዓዋሉ ባዕልኹም ዝመሃርክሞም '' ዱጉ ብራሱ ....ብማሉዶ '' ኢሎም ፤ ሓንቲ መዓልቲስ ኣላ ኣብ ዳስ ዓሲምባ ኣብ ምልሶት ከላህምኹም ዓናናት እናበሉ
laws of attraction and detachment compared
What Happens If I'm Attached?
When you are attached, you vibrate fear, doubt and need. You are attracting more fear, doubt and need, since we know the Law of Attraction says, "like attracts like." You are approaching your desire from a position of worry.
What is worry?
It is planning to fail.
Your mind is creating all these failure scenarios. You think them over and over. It creates this negative downward spiral.
When your attached to an outcome you are giving away your personal power. When you allow things outside yourself to bring you satisfaction or joy, you are giving over control to something or someone else. You are then powerless.
THE LAW OF DETACHMENT
In detachment lies the wisdom of uncertainty . . . in the wisdom of uncertainty lies the freedom from our past, from the known, which is the prison of past conditioning. And in our willingness to step into the unknown, the field of all possibilities, we surrender ourselves to the creative mind that orchestrates the dance of the universe.
2’ይቲ ሕቶ
* ንምንታይ ኢኹም ነዚ ዝሕሰብ ዘሎ ዋዕላ ብሃታ ሃታ ከተካይድዎ ትምድቡ ዘለኹም.... እቲ መደብ ከ ንስኹም ባዕልኹም ሓሲብኩምሉ ዲዩ ዝትግበር ዘሎ ወይስ ብ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ወይ ከኣ ብኢትዮጵያ ድፊኢት ..
እቲ ብኣካየድቲ ዝተዋህበ መልሲ ን2’ይቲ ሕቶ
# # ከም መደብ ብደራጃ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ዝኣመሞ ድሕሪ ሓደ ዓመት ክትግበር ኢዩ መደብ ወጺኡ ነይሩ ድሕሪ ንሕና ኣሰናዳእቲ ንምዃን ኣኼባ ዝተጋባኣሉ ወቕቲ ‘ውን ሰለስተ ምርጫታት ተወሲኑ ነይሩ ኢዩ፣ ሓደ ካብ’ዚ ነጥቢ’ዚ ኸኣ ኣብ ለካቲት 2011 ክካየድ ዝብል ሓሳብ ቀሪቡ ነይሩ፣ ይኹን ድኣ ‘ምበር ካብ ሰንዓ ፎርም ብፍላይ ከኣ ካብ ጎረቤት ሃገር መንግስቲ ኢትዮጵያ ምርጫ ይካየድ ስለ ዘሎ ኣብ ስልጣን ዘይክንመጽእ ንኽእል ክትሕገዙ መታን ንሕና ኣብ ስልጣን ከለና እንተተግበርኩሞ ይሓይሽ ዝብል ሓሳብ ምስ ቀረበ ዳግማይ ኣኼባ ተኻይዱ ንታሕሳስ 2010 ከነተግብሮ ምስ መደብና መንግስቲ ኢትዮጵያ ብግልጺ ካብ ናትኩም ኩነታት ጥራይ ትሓስቡ ንኹሉ ዓለማዊ ጉዳያት ኣብ ግምት እንተተእትዉ ምሓሸ እዚ ማለት ጉዳይ እገዳ ኣሎ ውሽጣዊ ምዕባሌታት ኤርትራ ኣብ ግምት ከተእትዉ ኣለኩም ዓለም ናታ ኣካይዳ ስለ ዘለዋ ነዚ ከተስተብህሉሉ ኣለኩም ኢሎም ብዝሃቡና ምኽሪ ኣብ ሓምለ ክካየድ ሓባራዊ ውሳኔ ወሲንና ስለ’ዚ እንተላይ ኩነታት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሃብዎ ምኽርን ሓሳብን ዝያዳና ከም መንግስቲ ንኹነታትና ዝፈልጡ ንሳቶም ብምዃኖም ኢዩ እቲ ምርጫ ተወሲዱ እንተዘይኮይኑ ኪዳን ንዓና ነዞም ስቪክ ማሕበራት ናይ ምቁጽጻር ስልጣን የብሎምን፣........ካብ ኣሰና
RSS feed for comments to this post.