Banner
You are here: Home እዋናዊ ናዕታ "ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ ባሕረጋስ ኤርትራ"

"ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ ባሕረጋስ ኤርትራ"

E-mail Print PDF

ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ ባሕረጋስ ኤርትራ

ክቡራንን ክቡራትን ተኻታተልቲ ስነ-ጽሑፉት፡ ብቐዳምነት ምዉቕ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። ቀጺለ ምስ’ዛ “ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ ባሕረጋስ ኤርትራ” ትብል መጽሓፈይ ከላልየኩም ይደሊ። ሰረት ታሪኽ ካብ ቅ.ል.ክ. ክሳብ 1960 ዓ.ም.ፈ. ዝተፈላለየ ታሪኻዊ ጕዕዞታት ደቂ ሰባት ዝሓቖፈት ኢያ። ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ ባሕረጋስ ኤርትራ 34 ምዕራፋት ዘለዋን ምስ ስእልታት ክሳብ 690 ገጽ ዚሓዘትን መጽሓፍ ኢያ። እዚኣ መጽሓፍ፡ ኣብቲ መበል 25 ዓመት ኢዮቤል ዘብዕል ዘሎ ናይ ካስል ታሪኻዊ በዓል ኤርትራ (ካብ ዕለት 27 ሓምለ ክሳብ 01 ነኃሰ 2010) ክትሽየጥ ምዃና ክሕብር ይፈቱ።

ውሽጣዊ ኣርእስታት ምጽሓፈይ ኣብ ሰለስተ ክፋል ሰሪዐ በብዕለቱ ከሕልፍ ኢየ። ንዝዀነ ሕቶ ይኹን ወይ'ውን ንሰረት ታሪኽ መጽሓፈይ ክትገዝእዋ ምስእትደልዩ ድማ በዚ ዝስዕብ ኢሜይል ክትራኸቡኒ ትኽእሉ።

This e-mail address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it
ምስ ሰናይ ትምኒት
ዶ/ር ኣብርሃም ጳውሎስ


1ይ ክፋል፡
ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ ባሕረጋስ ኤርትራ
ብዶ/ር. ኣብርሃም ጳውሎስ
ዝተደርሰ 1ይ ሕታም
ካስል/ጀርመን 2010 ዓ.ም.ፈ
መሰል ደራሲ ዝተሓለወ ኢዩ።


All rights reserved. No part of this publication may be reproduced, stored in a retrieval system or
transmitted in any form or by any means or electronic, mechanical, photocopying, recording otherwise without the prior written permission of the publisher.

 

ትሕዝቶ መጽሓፍ ገጽ

*. ኣርእስቲ ጽሑፍ..........................................l
*. ከብሒ መጻሕፍተይ....................................II
*. ሓጺር መልእኽቲ ....................................Vll
1 ምስጋና.......................................................1
2 መቕድም....................................................2
3 መተሓሳሰቢ.................................................8

1ይ ምዕራፍ
4. ፍጥረተ ሰብ...............................................9
5. ደቂ ሰባት ድሕሪ ማይ-ኣይሂ..........................10
6. ካምን ዘርእን............................................12
7. ኦሪታዊ ቋንቋ ዓሌታት................................16

2ይ ምዕራፍ
8. ህዝብታት ሰምየን/ምብራቓውን ኣፍሪቃ............23
9. ጱጥን/ፋጥን/ ጱጢኤላውያን..........................25
10. ፈርዖናውያን...........................................31
11. ኪሎ ጳጥራ..............................................39

3ይ ምዕራፍ
12. ቢለሚ....................................................41
13. መሮወ/ነፓታ (ናባታ) ................................45
14. ንግስነት ኑብያውያን...................................50
15. ንግስነት ዳሞት..........................................52
16. ሳባውያን.................................................54

4ይ ምዕራፍ
17. ዓቝ-ሲም (ኣኹስም) ..................................59
18. ዋሕዚ ዓሌታት ንዓቚ-ሲም (ኣኹሱም).............67
19. ኣባ ………..ክርስትናን..................................70
20. ምስፍሕፋሕ ንግስነት ዓቚ-ሲም......................75
21. ምቕሃም ንግስነት ኣኹሱም............................81

5ይ ምዕራፍ
22. ኢትዮጵያ (ኵሽ)........................................84
23 ምፍጣር ሕብረተ-ሰብ ሓበሻ............................91
24. ነጋዳት ደቡብ ዓረብ....................................97

6ይ ምዕራፍ
25. ንጉስ ሰሎሞን..........................................102
26. ንግስቲ ኣዴብ..........................................106
27. ቀዳማዊ ምነሊክ ዘይነበረ ነበረ........................115
28. ሰብ ሳባ (ሴባ)...........................................116

7ይ ምዕራፍ
29. ንግስቲ ጒዲት (ዮዲት) ..............................121
30. ንግስነት ዛጐ “ዳጐ”...................................125

8ይ ምዕራፍ
31. ምድረ ባሕረ ጋስ ኤርትራ............................133
32. ታሪኻዊ ኣመጻጽE ህዝቢ ኤርትራ...................139
33. ኣብ ኤርትራ ዝርከባ ነገዳትን/ዓሌታትን............143

9ይ ምዕራፍ
34. ኣግኣዚያን “ግእዝ”....................................177
35. ኣገው ቋንቋ.............................................184

10ይ ምዕራፍ
36. ዓሌታት ብጃ............................................204
37. ንግስነት ብጃ............................................209
38. ወረራታት ባዕዳውያን ገዛእቲ........................212

 

Comments  

 
0 #8 mozzie 2010-07-27 05:25
hi i want to bay the book where can i get it thanks
Quote
 
 
0 #7 Gehare 2010-07-18 11:01
selam Abrahamagedasit mexhaf dr bmibalkan yemeguseka kirekba mexhafka midelieku b keme????? ab frankfort festival kitseda yilabeweka mis senay timnit haka
Quote
 
 
+2 #6 Dr. Kidane Ghebray 2010-07-17 06:14
A great step forward to enhance the history and culture of the peoples of East Africa. Please tell us your distribution addresses.
May God give justice to the oppressed.
Quote
 
 
+3 #5 ኣውሊዕ 2010-07-16 22:45
ኣንቲ መጽሓፍ ክዕድገኪ ደልየ ብኸመይ?....
=======================

ኣርእስቲ ምዕራፋትኪ ብዝረኤኹ ጽብቅቲ መጽሓፍ እያ ኢለ ገመትኩኺ።..ንኸንብበኪ ብኣኺ ተሃንጠኹ።ኣብ ዝደለኽሉ እዋን ንኸንብበኪ እንተ ደለኹ'ውን ንኽውከሰኪ ኣብ ከብሒ መጽሓፍተይ ከቐምጠኪ ደለኹ።ግና ብኸመይ ይረኽበኪ?.........ዝኮነ ኮይኑ ክትሳናደዊ እንከለኺ ናብ ከምዚ ከማይ ነበብቲ ንኽትበጽሒ እዩ።ክትበጽሒ እንተ ኮይንኪ ዘከፋፍለኪ ክትረክቢ ኣሎኪ።ክትረኽቢ እንተ ኮይንኪ ክተጣይቂ ኣሎኪ።ክተጣይቂ እንተ ኮይንኪ ኤርትራውያን ነበብትኪ ኣብ ዘለውዎ ሃገራት ከተማታት ዓድታት ስፍራታት.... ወዘተ ኣከፋፈልኪ ክተናዲይ ኣሎኪ።ሽዑ ኣከፋፈልኪ ምስ ተረኸበ ኣነ ንኣኪ ይዕድገኪ ፡ንስኺ ናባይ ትሽየጢ ። ብዝነብረሉ ዓዲ ከኣ ምስ ኣከፋፈልኪ ሕሳብይ ሕሳቡን ንዓጹው።ንመኣስ .....እጽበየኪ ኣለኹ።
Quote
 
 
+6 #4 Ub 2010-07-16 15:04
I WANT TO BUY THE BOOK! HOW CAN I BUY IT, CAN YOU HELP.
Quote
 
 
+4 #3 Henok 2010-07-16 14:23
heloooooooooooo oo i really want to buy the book where can i get it will you please post the details where i can get it

thanks
Quote
 
 
+1 #2 Semere Kibrom 2010-07-16 13:28
We Eritreans know that we will retaliate by smashing the mad dog heads of the rotten families of the Devil slave Mengesha Seyoum Korerima and Mrs Asefash Abreha Tessema Hargaf Hassema of Ma'ereba near Dekemhare in Eritrea. Mrs Asefash should not have involved in this horrible game. Her daughter Atsede is no more.
Quote
 
 
0 #1 Semere Kibrom 2010-07-16 13:23
BEWARE ERITREANS OF THE DANGER OF FORCED MARRIAGE BY THE DEVIL DWARF MAD DOG MENGESHA THE SON OF SLAVE SEYOUM AND MENTAL LESBIAN AIDA DESTA, THE DAUGHTER OF SHE-DEVIL TENAGNE WORQ HAILE SLASSIE, .

A COLLECTION OF DONKEY FACE DWARF CHILDREN OF THE ROTTEN BEAST MENGESHA SEYOUM DESPERATELY WANT TO MARRY ERITREANS. MRS ASEFASH ABREHA TESSEMA HASSEMA WAS MARRIED BY THE USE OF FORCE TO MONKEY FACE CHILD OF MENGESHA KORERIMA. A BABOON FACE ATSEDE WAS BORN AND THEY HAD TO FIND HER AN ERITREAN TO MARRY HER AT ANY COST. THE DREAM FAILED AND ALL FADED IN VAIN.
Quote
 

Add comment

Security code
Refresh

Banner

ናዕታ

ዛኣኽለን ጥሒነን ባዓለማርያም ይብላ (በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን)

ወለቕ ዘለቕ ዝብልስ ከማካ ኣነ ኢለ ኣይፈልጥን
ኣፍልበይ ገቲረ ኢየ ዝኸይድ ከይበልኩ ድንን
ንምልካዊያን ካብ ምምካት ድሕር ኣይብልን
ኣብ ልብኻ  ክሳብ ትምለስ ዳሓን ኩን
ንቕሓትካ ተጠቐመሉ ሃሱስ ኣይትኹን።
Read more...

ኤርትራና ሎሚ ኣይትሽየጥ ~ ኣይትፍንጨል ~ ኣይትልወጥ (ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ )

ዘተሃላልኽ ስልጣን ድዩ? ተማቐልዎ
መፈጠሩ ዝጸልአ ኮለል ኣይተብልዎ
ብቕንዕና ብግብሪ ኣለናካ ቅሰን በልዎ
ተሰሪቱ ዘሎ ሃገራዊ ዋዕላ ኣሰላስልዎ
ድሕሪ ኣዲስ ኣበባ ኣስመራ ኣለና በልዎ
Read more...
More:

ምልክታ ንተሳተፍቲ

ብተክኒካዊ ምኽንያታት ተቋሪጹ ዝጸንሐ ናይ ትግርኛ ገጽ፡ ደጊም ጀሚሩ ከምዘሎ ብሓጎስ ነበስር። ኣብ’ዚ ገጽ እዚ ክወጻልኩም እትደልይዎ ጽሑፋት ብኢመይል tigarticles@delina.org ልኣኹልና። ቅድሚ ሕጂ በቲ ናይ ቀደም ኣድራሻ ዝሰደድኩሞ እሞ ዘይወጸ ጽሑፋት እንተልዩ እውን፡ በዚ ዝተጠቕሰ ሓድሽ ኣድራሻ-ኢመይል ደጊምኩም ክትሰድዎ ከምእትኸሉ ነዘኻኽር።

መርሓ ሕንጻጽ (Submission Guidelines)
የቐንየልና... ኣዝማሪኖ

ዋዛ

እዞም 330+ ናይ ዋዕላ (ዋዛ ዲያስፖራ)

 እዞም 330+ ናይ ዋዕላ

ተዋዛያይ #1፡ እሞ፣ ኣንጻር ዋዕላ ከምዚ፣ ዋዕላ ከምቲ፣ ዝብሉ ዘለውኸ?

ተዋዛያይ #2፤ ንሶም ድማ ከምኡ። ምስዓር የሕምም ኢዩ ኢሎሞ። እታ ሲኒማ ባዕሎም ከይሰርሕዋ ኣይሰርሕዋ። ስለዘይሰርሕዋ ቀጨውጨው ኣቢልዎም።

Read more...

ኣድሓኖምን በሃሊትን፤ (ዋዛ ድያስፖራ)

ኣድሓኖምን በሃሊትን፤

በሃሊት፤ ሪኢኻዶ? ኣነን ንስኻን ብሓደ ተሳኢልና ንዋዕላ ኣማዕሪግናዮ ይብል ኣነ። ኣብ ወጻኢ ኮይንካ ኣለኹ ምባል እውን ኣድለዪ እዩ። እቶም ዓው ኢሎም ኣይከውንን እዩ ዝበሉ ተሳዒሮም። እረ መልሓሶም ኣብ መድረኽ ኮይኖም እንተዝቖርጽዎ ጽቡቕ ኔሩ። እዚ ዘረባሲ ብእንግሊዝ ስለዝጥዕም ብዝርዝር ኣንብቡ።

 

Read more...

ኣንበሳን ዋዕሮን ካብ ኤርትራ (ዋዛ ድያስፖራ)

ኣንበሳን ዋዕሮን ካብ ኤርትራ

ኣንበሳን ዋዕሮን ካብ ኤርትራ

ኣንበሳን ዋዕሮን ካብ ኤርትራ ወጺኦም። ዋዕሮ ክትሕተትን ክትዛረብን ከምዘይትደሊ ገሊጻ። ገጻን ኣዒንታን ርኢዮም እቶም ንዓምዲ ዋዛ ዝኸውን ወረ ዝደለዩ ጋዜጠኛታት እውን ኣይደፈሩን።…

Read more...

ብዛዕባ ኩርማንበክ ባኪየቭ ዜና ተኸልኪሉ። (ዋዛ ድያስፖራ)

ብዛዕባ ኩርማንበክ ባኪየቭ ዜና ተኸልኪሉ።

ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ፣ ብዛዕባ ካብ 2005 ጀሚሩ ክሳብ 2010 ማለት፣ ድሕሪ 5 ዓመት ፕረዚደንት ዝነበረን፣ ብጸቕጢ ሕዝብን ኩነታትን ንኽወርድን ካብ ሃገሩ ንኽወጽእ ዝተገደደን ኩርማንበክ ባኪየቭ፣ ጉዳይ ዜና ብናይ ኤርትራ ማዕከናት ንከይፍኖ (ንከይመሓለለፍ) ንሚኒስትሪ ዜና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።  እዚ ብሓሙስ 4/15/2010 ዝተፈጸመ ዜና ኢዩ።

ሃገረ ኪርግይስታን ምስ ኤርትራ ዘራኽባ ድኽነታን ሓይሊ ኤለትሪክ ንምምጻእ ናብ ቻይና ዝተላእከ ወዲ ፕረሲደንትን ንፖለቲከኛታት ምቕታልን ምእሳርን ንጋዜጠኛታት’ውን ከምኡ ጥራሕ ኢዩ። ብዝተረፈ ምስ ኤርትራ ምንም ዘራኽብ የብላን።

ብናዕቢ ካብ ስልጣኑ ንኽወርድ ዝተገደደ ፕረሲደንት ኩርማንበክ ባኪየቭ ኣብ ከባቢ እታ ሃገር ዝርከባ መንግስታትን ኣሜሪካን ውድብ ሓለዋን ምትሕብባር ኤውሮጳን ብዝገበርኦ ምትሕግጋዝ እዩ ናብ ስደት ከምርሕ ኪኢሉ።

 

Read more...

The Graffiti Wars