ካብ ቤ/ጽ ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ
3ይ ክፋል
‘’ሕክያ’’
..............እንተኾነ ግን ኢሳይያስን ጉጅልኡን ይፍተው ይጽልኡ፡ ህዝቢ ኣብ ልዕሊኦም ዘለዎ ጽልኢት ካብ ዝኮነ እዋን ንላዕሊ ዘረጋገጸሉ ሳምንቲ ምንባሩ ባዕላቶም’ውን ኣዳዕዲዖም ፈሊጦም ኣለው፡፡ ንህዝብና ድማ ኣገዳሲ ዓወት ኢዩ፡፡ ኢሳይያስ ብኣካል ብዛዕባ ምማቱ ዘይምማቱ ኣየግደስናን ኢዩ፡፡ ዕላምኡን እምነቱን ኮታ ሕልንኡ ሞይቱ ኢዩ፡፡ ህዝባዊ መሰረት ዘይብሉ ስርዓት ባዶሽ ምኻኑ ካብዚ ንላዕሊ መረዳእታ የልቦን፡፡

ዋዛ








