ኣስካሉ መቀርዮስን ኢሰያስን ኣጸምዮም እናዕለሉ፤
ኣስካሉ፡ ስማዕ እንዶ ኢሰያስ፡ ሓደ ግዜ ኣብ ሜዳ እንከለናሲ፡ ኣብ ምዝንጋዕ ሰኺርካ "ናጽነት ትምጻእ እምበር፡ ንህዝቢ ኤርትራ ጫማይ ከልሕሶ ኢየ"እኮ ትብል ኔርካ ኢኻ።
ኢሰያስ፡ ኣየ ኣስካሉ! መዓስ ናይስኽራን ኮይነ ናይ ልበይ እንድየ።
ኣስካሉ፡ ግን ኣይተግበርካዮን።
ኢሰያስ፡ ጓል መንቀርዮስ ደንቆሮ ዘይርደኣኪ ኮይንኪ ኢኺ እምበር፡ ንምንታይ ድየ ኣብ ቴምብር (ማርካ ዲ ቦሎ) ኮንጎ ኪሳኣል ኣዚዘ፧ ህዝቢ ኤርትራ እናለሓሰ ስለዝጥቅዖ፡ ንጫማይ’ዶ ኣይኮነን ዝልሕስ ዘሎ፧



ናይ ሓደስቲ