ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ፕረስደቲ ኢሳያይስ ፍርያት ሃገርና ኤርትራ ዚኾነ ጫማ ክስራሓሉ ስለ ዝኣዘዘ ኩሉኹም ሰራሕቲ ጫማ እዚ ናይ ፕረስደቲ ጫማ ናይ ምስራሕ ክብሪ ከየምሊጠኩም ዝበልጸ ጫማ ንምስራሕ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።
ናይ እግሩ ዓቐን ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረስደቲ ውሰዱ ዝብል ኣዋጅ ብሬድዮ ኪፍነው ዝሰመዐ ሰራሕ ጫማ (ካሶላዮ)፤
"እዋእ እንታይ ዓቐን እግሩ ኣድልዩና ኣይ 19 ዓመት ክሳድና ረጊጹ እንድዩ ዝገዝኣና ዘሎ። ዓቐን እግሩ ንፈልጦ ኢና በለ ::"
ካብቶም ነጻ ኢና ኢሎም ዝኣምኑ ባሮት ንላዕሊ ኣብ ትሕቲ ባርነት ዝርከብ ሰብ የልቦን
ጆሃን ዎልፍጋንግ ቮን ጎተ
None are more hopelessly enslaved than those who falsely believe they are free.
- Johann Wolfgang Von Goethe




ናይ ሓደስቲ