
ተዋዛያይ #1፡ እሞ፣ ኣንጻር ዋዕላ ከምዚ፣ ዋዕላ ከምቲ፣ ዝብሉ ዘለውኸ?
ተዋዛያይ #2፤ ንሶም ድማ ከምኡ። ምስዓር የሕምም ኢዩ ኢሎሞ። እታ ሲኒማ ባዕሎም ከይሰርሕዋ ኣይሰርሕዋ። ስለዘይሰርሕዋ ቀጨውጨው ኣቢልዎም።
በሃሊት፤ ሪኢኻዶ? ኣነን ንስኻን ብሓደ ተሳኢልና ንዋዕላ ኣማዕሪግናዮ ይብል ኣነ። ኣብ ወጻኢ ኮይንካ ኣለኹ ምባል እውን ኣድለዪ እዩ። እቶም ዓው ኢሎም ኣይከውንን እዩ ዝበሉ ተሳዒሮም። እረ መልሓሶም ኣብ መድረኽ ኮይኖም እንተዝቖርጽዎ ጽቡቕ ኔሩ። እዚ ዘረባሲ ብእንግሊዝ ስለዝጥዕም ብዝርዝር ኣንብቡ።
Read more...
ኣንበሳን ዋዕሮን ካብ ኤርትራ
ኣንበሳን ዋዕሮን ካብ ኤርትራ ወጺኦም። ዋዕሮ ክትሕተትን ክትዛረብን ከምዘይትደሊ ገሊጻ። ገጻን ኣዒንታን ርኢዮም እቶም ንዓምዲ ዋዛ ዝኸውን ወረ ዝደለዩ ጋዜጠኛታት እውን ኣይደፈሩን።…
Read more...
ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ፣ ብዛዕባ ካብ 2005 ጀሚሩ ክሳብ 2010 ማለት፣ ድሕሪ 5 ዓመት ፕረዚደንት ዝነበረን፣ ብጸቕጢ ሕዝብን ኩነታትን ንኽወርድን ካብ ሃገሩ ንኽወጽእ ዝተገደደን ኩርማንበክ ባኪየቭ፣ ጉዳይ ዜና ብናይ ኤርትራ ማዕከናት ንከይፍኖ (ንከይመሓለለፍ) ንሚኒስትሪ ዜና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እዚ ብሓሙስ 4/15/2010 ዝተፈጸመ ዜና ኢዩ።
ሃገረ ኪርግይስታን ምስ ኤርትራ ዘራኽባ ድኽነታን ሓይሊ ኤለትሪክ ንምምጻእ ናብ ቻይና ዝተላእከ ወዲ ፕረሲደንትን ንፖለቲከኛታት ምቕታልን ምእሳርን ንጋዜጠኛታት’ውን ከምኡ ጥራሕ ኢዩ። ብዝተረፈ ምስ ኤርትራ ምንም ዘራኽብ የብላን።
ብናዕቢ ካብ ስልጣኑ ንኽወርድ ዝተገደደ ፕረሲደንት ኩርማንበክ ባኪየቭ ኣብ ከባቢ እታ ሃገር ዝርከባ መንግስታትን ኣሜሪካን ውድብ ሓለዋን ምትሕብባር ኤውሮጳን ብዝገበርኦ ምትሕግጋዝ እዩ ናብ ስደት ከምርሕ ኪኢሉ።
Read more...
Comments
Isayas is a really brutal president in the 21st century. He killed his best friends who they did alot in the past.
ናይ ሻዕብያ ሰራዊት ነቱይ ነብሱ ልምድሓን ድፍዑ ገዲፉ ዝሃድም ልነበረ ፍረ ነብሲ ዘይብሉ ሰራዊት ወያነ ሙሉእ ብሙሉእ ደምሲሱ ፤ ለቱ ልቐረየ ታብ ጥቕሚ ወፃኢ ገሩይዎ ፤ ጦርነት ጠጠው ከምዝብል ጌሮም! ትግራይ ዓድና ባሕሪ ኣልቦ ኾይና! ብዙሕ ሠራዊት ወያነና ሃሊቑ። ኢኮኖሚ ትግራይ ዓድና ድዋዕዋዕ ኢሉ። ትግራይ ንኸይትዓቢ ዓጊቶምዋ አዮም። ባሕሪ-ኣልቦ ጌሮምዋ እዮም።ብዙሕ ደም ተጋሩ ልፈሰሰሳ ባድመ ንኤርትራ ተዓዲላ። ከምዙይ ተኾይኑማ፤ ብኤርትራ እንዳተበፅበፅና ክንነብር የዀናይ! ይኣክል!!
ጎይታይ ኦዎባማ : ኤርትራ ብዓንተራት ፈረንጂ ክትቆፃፀር ኣለዋ! ንኤርትራን ዘረግቲ ሰያጥን ኤርትራውያንን ካልኣይ ግዝየ ንትግራይ ከምዘይደፍርዋ ክሓስዩዎም ኣለዎም። ክለውሶዎም ኣለዎ። ክደቑሶዎም ኣለዎ። ከም ሓምሊ ክቕርድዶም ኣለዎም። ንሕና ተጋሩ ብኤርትራውያን እንዳተሓመስና ክንነብር ኣይኮንናን። ሰላም ብሓይሊ ጥራሕ እዩ ዝሰፍን!!
ወደብ ዓሰብ ታሪኽዊት ተፈጥሮ ሃፍቲ ባሕሪ ትግራይ ከምዘኾነት’ውን ኣይዘንጋዕ ንብል።
ሳላኹም ፈረንጂ ክንዕወት ኢና!
የቐንየለይ፡፡
ብርሃነ ተኸስተ - Dembe Democrasy ሰልፊ ፓልቶክ
so far, the biggest crime that is haunting
Eritrea anew is, neglecting the victims of MenkaE.
Zegenfo II,
2007
ኣብ ታሪኽ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ :
እቲ ዝዓበየ በደል እሞ ኸኣ : መመሊሱ
ስጋብ ሕጂ ዘሳቕየና ዘሎ :
ንግዳያት መንካዕ ምርሳዕና እዩ ::
ዘገንፎ ዘዳግማዊ :
ዓመተ 2007
ዓዋሉ መሪሕነት ህግሓኤ : እንጌራና በሊዖም ብዘውጽእዎ ቀላጽምን :
ኣብ ገዛና ተቐሚጦም ብዝፈለጥዎ ድኻማትና የጽኑትና ኣለዉ ::
እዚ "ወያኔ ዕድል ከሊኦምኒ እምበር ኣነስ ደሞክራሲያዊ እየ :"
እናበለ ህዝብና ዝጽንት ዘሎ ተመን -ገዛ : ንሱ እዩ ቀንዲ ጸላኢና ::
ሓጎስ ወልዱ
2003
ምንጪ : http://www.ehrea.org/EPLF4.pdf
ኣብ ገዛና ተቐሚጦም ብዝፈለጥዎ ድኻማትና የጽኑትና ኣለዉ ::
"እዚ 'ወያኔ ዕድል ከሊኦምኒ እምበር ኣነስ ደሞክራሲያዊ እየ :'
እናበለ ህዝብና ዝጽንት ዘሎ ተመን -ገዛ : ንሱ እዩ ቀንዲ ጸላኢና ::"
ሓጎስ ወልዱ,
2003
ምንጪ : http://www.ehrea.org/EPLF4.pdf
ጽባሕ ተርክቡና ::"
ኣባል መንካዕ ተባሂሉ : ነቶም ክርሸንዎ
ኣእዳዉ ቐፊዶም : ናብ ጎዳጉዲ ዝጎትዎ ዝነበሩ
ሓለዋ ሰውራ : ዝበሎም ናይ መወዳእታ ቃል ::
ዓመተ 1973::
"lomi gdena:
tsbah terkbuna::"
abal menkaE tebahilu: netom krshnwo
zgotwo zneberu halewa sewra:
zbelo nay mewda'ta qal::
Amete 1973::
"Those who forget history are
condemned to repeat it."
ኢሳያስ ካብቶም በርን ኣውት ዝተባህለሎም ሕሙማት ሓደ ኢዩ።
RSS feed for comments to this post.