
ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ፣ ብዛዕባ ካብ 2005 ጀሚሩ ክሳብ 2010 ማለት፣ ድሕሪ 5 ዓመት ፕረዚደንት ዝነበረን፣ ብጸቕጢ ሕዝብን ኩነታትን ንኽወርድን ካብ ሃገሩ ንኽወጽእ ዝተገደደን፣ ኩርማንበክ ባኪየቭ ጉዳይ ዜና ብናይ ኤርትራ ማዕከናት ንከይፍኖ (ንከይመሓለለፍ) ንሚኒስትሪ ዜና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እዚ ብሓሙስ 4/15/2010 ዝተፈጸመ ዜና ኢዩ።
ብናዕቢ ካብ ስልጣኑ ንኽወርድ ዝተገደደ ፕረሲደንት ኩርማንበክ ባኪየቭ ኣብ ከባቢ እታ ሃገር ዝርከባ መንግስታትን ኣሜሪካን ውድብ ሓለዋን ምትሕብባር ኤውሮጳን ብዝገበርኦ ምትሕግጋዝ እዩ ናብ ስደት ከምርሕ ኪኢሉ።
ሃገረ ኪርግይስታን ምስ ኤርትራ ዘራኽባ ድኽነታን ሓይሊ ኤለትሪክ ንምምጻእ ናብ ቻይና ዝተላእከ ወዲ ፕረሲደንትን ንፖለቲከኛታት ምቕታልን ምእሳርን ንጋዜጠኛታት’ውን ከምኡ ጥራሕ ኢዩ። ብዝተረፈ ምስ ኤርትራ ምንም ዘራኽብ የብላን።
ናይዚ ዜና እዚ ካብ ኤርትራ ምሕባእ ኣይገርምን ይብሉ ተዓዘብቲ ምኽንያቱ እቲ ሰብኣይ ማለት፣ ኢስያስ ኣፈወርቂ፣ ዋላ’ኳ ኤርትራ ምስ ኪርግይስታን ዘራኽብ እንተዘይብላ ይከኣል ኢዩ ዝበሃል ስምዒት ናብ ዝኾነ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ዝርከብ ኤርትራዊ ንኸይመሓላለፍ ዝገብሮ ድኣምበር ናዕቢ ክህሉ ማለት ኣይኮነን። ሕዝቢ ኤርትራ ካብ ናጽነት 1991 ጀሚሩ ብፍርሕን ራዕድን ሽበራን ዘይቅሳነትን ዝነብር ዘሎ ኢዩ። ስርዓት ኢሳያሳዊ ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣንጭዋ ፀደፈት ዱሙ ተዓንቀፈት እናበለ ቡሕቚን ሓምልን ፉሩታን እትዋትን ከይተረፈ ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ኣብ ምቁጽጻር ይርከብ ዘሎ።
ከምቲ ዝዝከር ፕረሲደንት ኢሳያስ ዜና ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኣብ ሱዳን ንኸይፍኖ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
ስእሊ wikipedia
why do you post this? because we can.




Comments
entay semiekum ab Adi abeto adekolu seb hadar ansti bzeyhigawi agebab lieli hade werhi tekeyden alewa.ezi diktaterawi mengsti ezi kisa meas eyu bdeki hager kitsawet kisab meas eyu kesakyena .
eske zibetsahkimo entelo nhzibi alem ngeruley
ናይ ሻዕብያ ሰራዊት ነቱይ ነብሱ ልምድሓን ድፍዑ ገዲፉ ዝሃድም ልነበረ ፍረ ነብሲ ዘይብሉ ሰራዊት ወያነ ሙሉእ ብሙሉእ ደምሲሱ ፤ ለቱ ልቐረየ ታብ ጥቕሚ ወፃኢ ገሩይዎ ፤ ጦርነት ጠጠው ከምዝብል ጌሮም! ትግራይ ዓድና ባሕሪ ኣልቦ ኾይና! ብዙሕ ሠራዊት ወያነና ሃሊቑ። ኢኮኖሚ ትግራይ ዓድና ድዋዕዋዕ ኢሉ። ትግራይ ንኸይትዓቢ ዓጊቶምዋ አዮም። ባሕሪ-ኣልቦ ጌሮምዋ እዮም።ብዙሕ ደም ተጋሩ ልፈሰሰሳ ባድመ ንኤርትራ ተዓዲላ። ከምዙይ ተኾይኑማ፤ ብኤርትራ እንዳተበፅበፅና ክንነብር የዀናይ! ይኣክል!!
ጎይታይ ኦዎባማ : ኤርትራ ብዓንተራት ፈረንጂ ክትቆፃፀር ኣለዋ! ንኤርትራን ዘረግቲ ሰያጥን ኤርትራውያንን ካልኣይ ግዝየ ንትግራይ ከምዘይደፍርዋ ክሓስዩዎም ኣለዎም። ክለውሶዎም ኣለዎ። ክደቑሶዎም ኣለዎ። ከም ሓምሊ ክቕርድዶም ኣለዎም። ንሕና ተጋሩ ብኤርትራውያን እንዳተሓመስና ክንነብር ኣይኮንናን። ሰላም ብሓይሊ ጥራሕ እዩ ዝሰፍን!!
ወደብ ዓሰብ ታሪኽዊት ተፈጥሮ ሃፍቲ ባሕሪ ትግራይ ከምዘኾነት’ውን ኣይዘንጋዕ ንብል።
ሳላኹም ፈረንጂ ክንዕወት ኢና!
የቐንየለይ፡፡
ብርሃነ ተኸስተ - Dembe Democrasy ሰልፊ ፓልቶክ
20 Amet zitetseqte hizbi wala Hanti meAlti ziwerede ywred elu ADMA aygebrin. emo qalsi hzbi blash eyu neyru weylekum n eritra elkum zitesewaEkum.
RSS feed for comments to this post.