ኣንበሳን ዋዕሮን ካብ ኤርትራ ወጺኦም። ዋዕሮ ክትሕተትን ክትዛረብን ከምዘይትደሊ ገሊጻ። ገጻን ኣዒንታን ርኢዮም እቶም ንዓምዲ ዋዛ ዝኸውን ወረ ዝደለዩ ጋዜጠኛታት እውን ኣይደፈሩን።…
ናብ ኣንበሳ ክንምለስ። ኣንበሳ በመሰረቱ ኣብ ናቕፋ ኣናብስ የለውን በለና። ባዕሉ ኢዩ እቲ ዘረባ ኣምጺእዎ። ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ኲናትን ደብዳብን ኣንበሳ ዝነበረሉ ቦታ ስለዝተሳእነን ሰብ ከይረኽቦ ምእንቲ ኣብ ጽምው ይነብሩ በለ።
ድሒሩ ስለምንታይ ድኣ ትወጽእ ኣለኻ? ኣንበስነትይ ባዕለይ ኣለኹዎ እንተ ናይ ሰብ ግን ካብ ምዝራብ ምርኣይ ይሓይሽ ኢሉ ነዚኣ ሰዲዱልና።





Comments
wedi afwerikiy nabal giru kem sadam ni kurdawian zetifeom niakatikum kia kinsinesekum mikanu nihibirekem deki agametat viva wedi afom
ኤርትራ ሃገርና ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ሓራ ኮይና ነጻን ልኣላዊት ሃገር ምዃና ከም ዓወትና ክሳብ ዝኣመና ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፡ ኣካለ ስንኩላናን ህሉዋት ሓርበኛታት ኣቦታትን ኣደታትን ምባልና ኣይተርፍን። ካብዚኦም ከኣ ኣብ ምምራሕ ህግሓኤ ዝተዋስአ ኢሳይያስ ስለዘሎ ክንዲ ተርኡ እዛ ክብሪ እዚኣ ኣብ ሕሉፍ ታሪኹ ምምዝጋብ ግድን እዩ። ትጽቢትና ሰላም ዝሰፈና ብልጽግትን ንኩሎም ህዝብታታ ብማዕርነት ሓቒፋ ንቕድሚት እትምርሽ ዲሞክራስያዊት ሃገር ምርኣይ ብምንባሩ፡ እዚ ኹሉ ተጠሊሙ ምህላዉን፡ ኩነታት ህዝብና ኣበየናይ ደረጃ ኣሎ? መንእሰያትና ከመይ ዘርሞ ዘርሞ ይኾኑ ኣሎዉ ንርኢ ስለዘሎና ነዚ ገበን'ዚ ተሓታቲኡ ኣሎዎ። ናይ'ዚ ጭካነን ክፍኣት ግብርን ድማ፡ እቲ ትማሊ ነጻነት ኣብ ምምጻእ ዘሞገስናዮ ኢሳይያስን ንሱ ዝመርሖ ህግደፍን ቀንዲ ተሓተቲ እዮም። ከምዚኣ ጌርና እንተኣቐሚጥና መጻኢ ጉዕዞናን ውጽኢት ቃልስናን ብሩህን ትስፉን ክኸውን እዩ። ዕዉር ፍቕርን፡ ዕዉር ጽልእን ኣብ ዘብጽሕ የብሉን። ልቢ ንግበር ደቂ ሃገረይ።
nihina meneseyat eritrea, abey alena intay alo ab eritran baelina nifelt sile zikona , minalbat bezen jubatat akayedten kimelia ilen zichachiha zelewa rae zeybilen web sites, bizekiribio zelewa felalayi ariesti minim nistead aykonan, gide haki dima nihanti mealti nieritrea rieom zeyfeltu sebat milue edimom ab dege indanebru kemzi kizarebu ejib ayiblenan,
Quoting samuel mehari:
eta deki wedi afe ayttrefuley weyalat sebay ekueyu
RSS feed for comments to this post.